top of page
ሕድርኹም ብዘይካ,ዚ ሓወልቲ' ዚ ካልእ ሓወልቲ ወተሃደራት ገዛእቲ ይኹን ወረርቲ ኣብ መሬት ኤርትራና ክስራሕ ኣይትፍቀዱ፡ ንነፍሲ-ወከፍ ትርብዒት ስድሪ መሬትና ስዉእ ኤርትራዊ ዓጽሙን ደሙን ኣለዋ.
ኣብ ነፍሲ-ወክፍ ትርብዒት ስድሪ መሬትና
ክንሓርስ
ክንዛሊ
እምኒ ክንፍንቅል
….................
ኣዕጽምቲ
ቱርካውያን
ምስራውያን
ኢጣልያውያን
እንግሊዛውያን
ካብ ኩሎም ዝበዝሐ ሓበሻውያንን ኢትዮጵያውያን
.ከይረኣና ዝወዓልናዮ መዓልቲ የለን, ስለዚ እቲ ሓቊፍዎም ዘሎ ጐዳጉዲ ይኣኽሎም እዩ።

bottom of page