top of page

 

 

 

 

 

 

ዝድርበ ግዜ እንተዘይብልካ

 

ንኤርትራን ኤርትራዊ-ነትን

ንመንግስትን ግንባርን

ንሃይማኖትን ጾታን ኤርትራ.....ኣይትተንክፍ።

 

ዛዕባ መሰል ደቂ-ኣዳም ብዙሕ እንተተዘርበን እንተተጻሕፈን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጸም ንሓንቲ ንእሽቶ ሃስያ ዝሽፍን ኣይኮነን ፡ ኣብ ኤርትራ ዓቢ ይኹን ንእሽቶ ዝተፈጸመ ጉድለት ብሕጊ ኤርትራ ትዳነ እምበር ዜጋ ስዊድን ወይ ጀርመናዊ ሓደው ኣመሪካ ስለ ዝኾንካ ፍሉይ ሓለፋ ምጽባይ ንቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዘይምፍላጥ ጥራይ ዘይኮነ ኣሽካዕላልውን እዩ ።

 

ንሃገራዊን ህዝባውን ድሕነትና ካብ ዝኾነ ገበናት ኤርትራና ኣዕብያ ስለ ትርእዮ ካብ ዝመጻእካ ምጻእ, ዝኾንካውን ኩን ንድሕሪ ሓጹር ዝኸውን ሃዝራጥ ግዜ ክህልወካ ኣለዎ, ከምዚ ከማይ ሓጺር ግዜ ዘለዎ እንተኮንካ ኣይትሓዘለይ ዘለካ ግዜ ሓጺር እዩ.

ብሓጺሩ ብኤርትራናን ህዝባን ኣይትጻወት

ከም ዝተዓዘብናዮ ዛዕባ ዳዊት ኢሳቕ ካብ ብዙሓት ሓደ ብዙሕ ተንቢቡን ተባሂሉን ብፍላይ መንግስቲ ስዊድን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘይበሎ ዘረባን ዘይበጽሖ ኣዳራሽ ውዲትን ኣይነበረን, ስዊድናዊ ስለ ዝኾነ ስዊድን ተናዒቓ ኢሉ ስለ ዝኣመነን ክሳብ ጳጳስ ካትሊክ ንኽፍታሕ ተማሕጺና። እዚ ሰብዚ ነቲ ብዘይካ ንኤርትራውያን ንኻልእ ዘይወሃብ, ኤርትራዊ ፍቓድ ተዋሂብዎ ዝነበረ ሰብ እዩ. ስለዚ ኤርትራዊ እዩ ብሕጊ ኤርትራዊውን ክሕተት ኣለዎ.

ጽቡቕ ኣብ ዘለኻዮ!

 

ብባሕታዊ 6-12-15

  • Twitter Classic
  • c-facebook

Contact

bottom of page