top of page
ዘሐጉስ ዜና ካብ ሓይሊ ባሕርና
ሓይሊ ባሕርና ብኣና ካባና ንዓና ስለ ዝኾነ መን ከምኡ፡ ናጽላ ታሪኽ ባሕሪ-ሓይልና ነቲ ሃዝራጥ ሓይሊ-ባሕሪ መግዛእቲ ኣብ ሒደት መዓልታት ምሰዕነዎ ካብኡ ጀምሩ እቲ ሓያልን በይኑ ዓርሞሽሽ ኮይኑ ስለ ዝወጸን ንራኢ መትከል ህዝባዊ ግንባር ኮሊዑ ዘብርሀ ሕይሊ እዩ። ሓይሊ-ባሕርና ብዘይ ክንሕንብስ ሓግዙናን ኣረግቶት መራክብ ውግእኩም ካባኹም ወሲና ደሴት ክንህበኩም ዘይብልን ናጻ ብመገዱ ዝኸይድ እቲ እንኮ ሓይሊ ባሕሪ እዩ ከባቢ ካብዚ ተበጊስና , ኣስተርሒና ክንድቅስ ገይሩና'ሎ
ሓይሊ-ባሕርና ንኣምነካ ነኽብረካ ከዓ
bottom of page