top of page
ሕድርኹም ብዘካ,ዚ ሓወልቲ' ዚ ካልእ ሓወልቲ ወተሃደራት ገዛእቲ ይኹን ወረርቲ ኣብ መሬት ኤርትራና ክስራሕ ኣይትፍቀዱ፡ ንነፍሲ-ወክፍ ትርብዒት ስድሪ ስዉእ ኤርትራዊ ኣለዋ.
ኣብ ነፍሲ-ወክፍ ትርብዒት ስድሪ መሬትና
ክንሓርስ
ክንዛሊ
እምኒ ክንፍንቅል
ኣዕጽምቲ
ቱርካውያን
ምስራውያን
ኢጣልያውያን
እንግሊዛውያን
ሓበሻውያንን ኢትዮጵያውያን ..
.ከይረኣና ዝወዓልናዮ መዓልቲ የለን, ስለዚ ኣቲ ሓቊፍዎም ዘሎ ጐዳጉዲ ይኣኽሎም እዩ።
bottom of page